ኢጣልያ
መልክዕ
| ኢጣልያዊት ሪፓብሊክ Repubblica Italiana (ጥልያን) | ||||
|---|---|---|---|---|
| ሃገር ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት | ||||
| ||||
|
ሃገራዊ መዝሙር፦ Il Canto degli Italiani | ||||
| ርእሰ ከተማ |
ሮማ 41°53′35″ሰ 12°28′58″ምብ / 41.893055555556, 12.482777777778 | |||
| ወግዓዊ ቋንቋ | ጥልያን | |||
| ዜግነት ህዝቢ | ኢጣልያዊ/ -ት | |||
| ዓይነት መንግስቲ | ፓርላማዊት ሪፓብሊክ | |||
| • ፕረዚደንት ሪፓብሊክ | ሰርጆ ማታሬላ | |||
| ሓጋጊ ኣካል | Italian Parliament | |||
| ስፍሓት | ||||
| • ጠቕላላ | 301,340 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
| ብዝሒ ህዝቢ | ||||
| • ግምት (2021) | 60,257,566 ተቐመጥቲ | |||
| ባጤራ | ዩሮ (€) | |||
| ዞባ ግዜ | CET +1 | |||
| ኮድ ኣይሶ | 380 / ITA / IT | |||
| ዓውዲ ኢንተርነት | .it | |||
| ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | ITA | |||
ኢጣልያ (ብጥልያን፦ Italia፣ ኣደማምጻ፦ /ኢታልያ/ (
ስማዕ)) ብወግዒ ኢጣልያዊት ሪፓብሊክ (ብጥልያን፦ Repubblica Italiana)፣ ኣባልን መስራቲትን ኤውሮጳዊ ሕብረት፣ ስግረ-ኣህጉር ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ሮማ እያ።