ኪንተትሱ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ኪንተትሱ(近鉄,Kintetsu) ኣብ ካንሳይን ቹቡን ዝርከብ ጃፓናዊ ናይ ብሕቲ ኩባንያ ባቡር እዩ ። ድምር ንውሓት መስመራት ኪንተትሱ 501.2 ኪ.ሜ. ካብ ኩለን ኩባንያታት ባቡር ጃፓን ዝነውሐት ኮይና፡ ናይ JR Group ኣይኮነትን ።