ካልኦት ሓበሬታታት

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ካልኦት ሓበሬታታት:

ናብ መርበብ ኢንተርነት ንዚኣትዉ፡ (ኣብ ኣብያተ ንባብ ኣለዉ) ብዛዕባ ድርበ-ቋንቋነት ኣብ ስድራ-ቤታትን ኣብያተ ትምህርትን ሰፊሕ ሓበሬታ ይርከብ።

ብዛዕባ ትምህርቲ ቋንቋ-ኣደ ኣብ ቅድመ-ትምህርትን ቤት ትምህርትን፡ ኣብ መርበብ ቋንቋ-ኣደ ኪርአ ይክኣል። ኣብኡ ናብ ወለድን ቈልዑን ዝኣመተ ፍሉይ ሓበሬታ’ውን ይርከቦ።

[1]

[2]