ክሪስትያኖ ሮናልዶ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ክሪስትያኖ ሮናልዶ ኣብ ናይ ጋንትኡ ስእሊ
ክሪስትያኖ ሮናልዶ

ክሪስትያኖ ሮናልዶ ዶስ ሳንቶስ ኣቫይሮ ( 5 ለካቲት 1985) ተጻዋቲ ናይ ሃገረ ፖርትጋል ህቡብ ተጻዋታይ ቦታ ጸጋም ቅድሚት ኢዩ። ኣብ 2018 ካብ ጋንታ ርያል ማድሪድ ናብ ጋንታ ጁቨንቱስ ግዒዙ። ቀዳመይቲ ጋንታታት ዝኣተወን ጋንታ፡ ስፖርቲን ሊሳቦንን፣ ማንቸስተር ዩናይትድን ይባሃላ። ክሳዕ 2013 ብዋጋ ዝኸበረ ተጻዋታይ ነይሩ። ኣብ 2015 ናይ ዓለምና ብጎ ልዝነፈዐ ናይ ቻምፕዮን-ሊግን አውሮጳ-ሊግን መዳልያን ና ይወርቂ ዋንጫን ተሰሊሙ ነይሩ። ናይ ርያል ማድሪድ ዝነፈዐ ብጎል ውን ንሱ ኢዩ ነይሩ።.

ሮናልዶ ኣብ ማንቸስተር ዩናይትድ ኣብ 2006