ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ዊኪፐድያ ብትግርኛ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
(ካብ «ዊኪፔዲያ ብትግርኛ» ተሰጋጊሩ)
ዊኪፐድያ ብትግርኛ

ኣርማ ዊኪፐድያ ብትግርኛ
ቋንቋ ትግርኛ
ዕለተ ፍጥረት 24 ለካቲት 2004 (22 ዓመታት፣ 5 ኣዋርሕን 21 መዓልታትን)
ጽሑፋት 366
ዝተመዝገቡ ተጠቀምቲ 11,571
ጠቕላላ ገጻት 3,087
ከባብያዊ ፋይላት 0
ti.wikipedia.org

ዊኪፐድያ ብትግርኛ ሕታም ብትግርኛ ዊኪፐድያ እዩ። ከምቲ ብኻልኦት ቋንቋታት ዝጸንሑ ሕታማት ዊኪፐድያ፣ ብናጻ ትሕዝቶ ዝሓዘ ኢንሳይክሎፐድያ ኮይኑ፣ ኣብ ኢንተርነት ብናጻ ፍቓዳት CC BY-SA 3.0GFDLን ዝሕተም እዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን 366 ጽሑፋት ዘለዎ ኮይኑ፣ ብወለንታውያን ተጠቀምቲ ዝተጻሕፈ እዩ፣ ማለት ዝኾነ ሰብ ንሓደ ጽሑፍ ኣርቲዑ፣ ክእርሞ ወይ ከስፍሖ ይኽእል። እቶም ኣገልገልቲ ብመሰረት ዊኪሜድያ ዝምራሕ ኮይኑ፣ እዚ ንመኽሰብ ዘይሰርሕ ትካል ኮይኑ፣ ምወላኡ ብቐንዱ ኣብ ወፈያታት ዝተመርኮሰ እዩ።

ዊኪፐድያ ብትግርኛ 11,571 ተጠቀምቲ ኣለዉዎ፣ ካብዚኦም እቶም 16 ንጡፋት እዮም።