ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ዓድዋ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ዓድዋ ኣብ ማእኸል ትግራይ እትርከብ ከተማ እያ።

ካብ ዓድዋ ክሳብ ኣስመራ 120 ኪሎሜተር እዩ።

ካብ ዓድዋ ክሳብ ኣክሱም 20 ኪሎሜተር እዩ።

ዓድዋ ብኣኽራን ዝተኸበበት እያ። ገለ ካብቶም ኣኽራናት ሶሎዳ ተባሂሎም ይጽውዑ።