ዮሃን ሰባስትያን ባኽ
Appearance
![](http://upload.wikimedia.org/wikipedia/commons/thumb/5/5e/Johann_Sebastian_Bach.png/220px-Johann_Sebastian_Bach.png)
![Bachs Unterschrift](http://upload.wikimedia.org/wikipedia/commons/thumb/1/1d/Johann_Sebastian_Bach_signature.svg/220px-Johann_Sebastian_Bach_signature.svg.png)
![](http://upload.wikimedia.org/wikipedia/commons/thumb/6/65/Bachsiegel.svg/220px-Bachsiegel.svg.png)
ዮሃን ሰባስትያን ባኽ (21 መጋቢት 1685 - 28 ሓምለ 1750) ጀርመናዊ ኣዳላዊ ባሮክ እዩ ነይሩ ። ሓደ ኻብቶም ኣብ ታሪኽ ምዕራባውያን ብሉጻት ሙዚቀኛታት ጌርካ እዩ ዚርአ ። ባኽ ንኸም ሞዛርት ቢቶቨን ብራምዝ ዝኣመሰሉ ሙዚቀኛታት ጸልይዎም ኢዩ ኣብቲ ግዜ እቲ ዝነበረ ሙዚቃ ድማ ብሉጽ ከም ዝኸውን ገበሮ ። ባኽ ሓደ ኻብቶም ኣብ ታሪኽ ምዕራባውያን ኣዝዮም ኣገደስቲ ስነ-ጥበባውያን እዩ ሙዚቃኡ ኸኣ ኣብ መላእ ዓለም እዩ ዚርአ።[1][2][3]