ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ዲሞክራሲ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
በተለያዩ አገሮች ውስጥ ያለው የዴሞክራሲ ደረጃ

ዲሞክራሲ (Democracy ካብ ግሪክ ዝተወስደ ቃል) ዲሞ ማለት ህዝቢ ክኸውን ከሎ ክራሲ ድማ መንግስቲ ማለት እዩ። ህዝቢ ዝሓረዮ ምምሕዳር/ስልጣን መንግስቲ ዝምራሕ ሃገር ማለት ኢዩ።

ከምኡውን ርአ፤

[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]