ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ጀፍሪ ዋስዋ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ጀፍሪ ዋስዋ ኡጋንዳዊ ፕሮፌሽናል ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ኮይኑ ኣብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ክለብ ኢትዮጵያ ቡንን ሃገራዊት ጋንታ ኡጋንዳን ከም ተኸላኻላይ ኮይኑ ይጻወት ።