ጉግል ትርጉም
ናብ መዳህሰሲ ኪድ
ናብ ምድላይ ኪድ
ጅምር! እዚ ሓጺር ጽሑፍ መሰረት ወይ መዋቕር እዩ። ሕጂ ዘርገሖ ትኽእል ኢኻ/ኺ! |
ጉግል ትርጉም | ||
---|---|---|
![]() ኣርማ | ||
![]() | ||
ሓፈሻዊ ሓበሬታ | ||
ናይ ኢንተርነት ዓውዲ | https://translate.google.com | |
ዓይነት | መትናዊ ማሺን ትርጉም | |
ንግዳዊ | እወ | |
መዝገብ | ኣማራጽያዊ | |
ዝርከቡ ቋንቋታት | +100 ቋንቋታት | |
ብትግርኛ | ኣብ ምምዕባል | |
እዋናዊ ደረጃ | ንጡፍ | |
ምምሕዳር | ||
ኣማዕባሊ | ጉግል | |
ወናኒ | ጉግል |
ጉግል ትርጉም ወይ ጉግል ተርጓሚ (ካብ እንግሊዝኛ፦ Google Translate)፣ ጽሑፍ፣ ድምጺ፣ ምስልታት ወይ ቪድዮ ኣብ ሓደ ግዜ ምስ ሓደ ቋንቋ ናብ ካልእ ንምትርጓም ብጉግል ዝማዕበለን ዝቀረበን ናይ ብዙሕ ቋንቋ ማሺን ትርጉም ስርዓት እዩ።