ፖለቲካ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ኣግኣኣዝያን ኣብ 18-19 ክፍለ ዘመን ናይ ህዝበ ግእዝ ሃገረ(nation state) ዝነበረት ጽዮናዊት ሃገር እያ፡መራሒኣ ንጉሰ፡ነገስት ዘ ጽዮን ዮዉሃንስ ራብዓይ ኔሪ፡እዛ ኣግኣዝያን ሃገር ቅድሚ ኣክሱም ስልጣን እያ ኔራ፡ብሓጺሩ ናይ ግእዝ/ትግሪኛ/ተጋሩ ኩሉ ሓደ እዩ፡ሓደ ሽም ሓደ ህዝቢ እዩ፡ኣክሱም፡ስልጣን ዝፈጠሩ ከተማታት መጠራ፡ወደብ ኣዱሊስ፡ቃንቃ ግእዝ ፈጢሮም ኣክሱም ጽዮን ርእሰ ከተመኦም ጌሮም ን3000 ዓመት ብዘይ ምቁራጽ ካብተን ሽዑ ዝነበራ ዓርሞሽሽ ስልጣኔታት፡ቻይና፡ሮማ፡ፐርሻ ሓደ ኣክሱም ወይ ግእዛዉያን ስልጣኔ እዩ።

ኣብ 10ክዘ ብዮዲት ጉዲት ሓያል ዕንወት በጺሕዎ ምኽንያቱ እስልምና ኣብ 7ን 8ን ክዘ ነተን ብቀይሕ ባሕሪ መንግድቱ ዝነበራ ስልጣኔታት ፐርሻ ቻይና ሮማ ስለ ዘዳኸመን ዝሰዓረን፡ኣክሱማዉያን/ግእዛዉያን ከኣ ብመጠኑ ተዳኺሞም ግን ንዮዲት ጉዳት ስዒሮሞ፡

ቀጺሉ ሽርሕን ተንኮልን ኣምሓራ ሽዋ ካብ 14ክዘ ክጻብኦ ጀሚሩ ቀጺሉ ኣዕራብ ኣስላም ካሊፌት ንኣሕመድ ግራኝ ሶማላዊ ብምሕጋዝ ወራር ፈጺሙ ተሳዒሩ፡15ክዘ ዘርዓ ያቆብ ኣምሓራ ክወርር ፈቲኑ ተሳዒሩ ድሕሪኡ ዘመነ መሳፍንቲ ኣርኪቡ ካብ 16ክዘ ክሳብ መጀመርታ 19ክዘ ደማዊ ኩናት ምስ ቱርኪን ኣዕራብን ኣብ ቀይሕ ባሕሪ ኣካይድና ኣይተሳዓርናን ስዒርናየን፡

ድሕሪኡ እቲ ሓያል ንጉሰ ነገስት ዘ ኣክሱም ጽዮን ኣብ 19 ክፍለ ዘመን ነጊሱ ዮዉሃንስ4ይ፡ንቱርኪ ንግብጺ ንማህዲስት ሱዳን፡ንድርቡሽ ናይ ኣስላም ዝተዋጽአ ሓይሊ ስዒሩ ከኣ ዳግማይ ኣክሱም ስልጣኔ ሃገረ ኣግኣዝያን ካብ ኣከዉሃ ምላሽ ትግራይ ክሳብ ቀይሕ ባሕሪ ዝዶባታ ከም ቀደማ ሃገር መስረተ፡

ኣብዚ እዋን ግን ምስ ማህዲስት እንዳተዋግእ ኮሎ ተሰዉአ፡ነዚ ዕድል ብምጥቃም ብዉሽጢ ኣምሓራ(ሚኒልክ ሽዋ) ብቀይሕ ባሕሪ ጥልያን ወረራ ብምግባር ንኣግኣዝያን ኣብ ክልተ መቒሎማ ነታ ሓንቲ ኤርትራ ኢሉ ጥልያን ገዚእዋ፡ነታ ሓንቲ ትግራይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ሚኒልክ ኣምጛራ ኣተወት ሃገረ ኣግኣዝያን ኣብ ክልተ ተመቕለት፡ን129 ክሳብ ሕጂ ተመቒላ ሓይሊ ህዝበ ግእዝ/ተጋሩ/ትግሪኛ ኣብ ክልተ ተመቒሉ ተዳኺሙ ይርከብ።

ነዚ ኢና ከኣ ክንመልሳ ደሊና።ምስ ተጋሩ ሓደ ኢና፡ተፈላሊና ዝሰዓርናዮ ጸላኢ የለን፡ናይ ሓባር ዕጫ እዩ ዘለና፡ስልጣኔናን ዓባይ ሃገረ ኣክሱማዉን ሃገረ ኣግኣዝያን ክንመልስ ንብል ዘለና።ቻይና ሳላ ስልጣኔ ማ ዝመልሰት እያ እዛ ንርእያ ምዕብልቲ ሓያል ኮይና ዘላ።

ብዘይ መንነት ሃገር የለን፡መንነትና ኢርትራዊያን ዘይኮናስ ግእዛዉያን ኢና፡ታሪኽና፡ባህልና፡ቃንቃና፡ሕጊ እንዳባና ክንመልስ ኣለና ሽዑ ሃገር ንበሃል፡ጥልያን ነዚ መንነትና ኣጥፊኡ እዩ ሓዲሽ ኤርትራዊ መንነት ክህበና ፈቲኑ ኢሰያስ ኣፎርቂ ዉን ነዚ መንነት ጥልያን እዩ ኣብ ልዕልና ኣብ ልዕሊ ትግሪኛ ክሰርሖ ህርድግ ኢሉ ግን ኣይከኣለን፡ኢሰያስ ንህዝቢ ትግሪኛ/ተጋሩ ኣይፊኡ ወይ ኣዳኺሙ ልክዕ ከም ናይ ጥልያን ሓዲሽ ኤርትራዊ መንነት ክፈጥር ደልዩ የጥፋና ኣሎ።

ታሪኽ መፍትሒ ሽግርካ'ዩ።//


ቅድሚ 18 ክፍለ ዘመን፥ ከ አንታይ ኢና ኔርና ግአዝ ከም ዘይነበርና መቸም ምስክር አዚ ጽሕፍኩም ኢዩ ። ስለዚ ሕጂ ተጋሩ ኤርትራዊያን ኢና ክክክ ።