ኣፍጋኒስታን
መልክዕ
(ካብ «Afghanistan» ተሰጋጊሩ)
| እስላማዊ ኢማራ ኣፍጋኒስታን د افغانستان اسلامي امارت (ፓሽቶ) امارت اسلامی افغانستان (ዳሪ) | ||||
|---|---|---|---|---|
| ||||
| ሃገራዊ ጭርሖ፦ لا إله إلا الله محمد رسول الله | ||||
|
ሃገራዊ መዝሙር፦ دا د باتورانو کور | ||||
| ርእሰ ከተማ |
ካቡል 34°31′58″ሰ 69°09′57″ምብ / 34.532777777778, 69.165833333333 | |||
| ወግዓዊ ቋንቋታት | ||||
| ዜግነት ህዝቢ | ኣፍጋናዊ/ -ት | |||
| ዓይነት መንግስቲ |
እስላማዊ ኢማራ ኣፍጋኒስታን (ብተግባር) እስላማዊት ሪፓብሊክ ኣፍጋኒስታን (ብሕጊ) | |||
| ኣቀዋውማ፦ እስላማዊት ሪፓብሊክ ውድቀት እስላማዊት ሪፓብሊክ |
26 ጥሪ 2004 15 ነሓሰ 2021 | |||
| ስፍሓት | ||||
| • ጠቕላላ | 652,864 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
| ብዝሒ ህዝቢ | ||||
| • ግምት (2023) | 39,232,003 ተቐመጥቲ | |||
| ባጤራ | ኣፍጋኒ (AFN) | |||
| ዞባ ግዜ | UTC+4:30 | |||
| ኮድ ኣይሶ | 004 / AFG / AF | |||
| ዓውዲ ኢንተርነት | .af | |||
| ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | AFG | |||
ኣፍጋኒስታን (ብፓሽቶ፦ افغانستان፣ ብዳሪ፦ افغانستان)፣ ብወግዒ እስላማዊ ኢማራ ኣፍጋኒስታን (ብፓሽቶ፦ د افغانستان اسلامي امارت፣ ብዳሪ፦ امارت اسلامی افغانستان፣ ኣብ ኤስያ፣ ብፍላይ ከኣ ኣብ ዞባ ማእከላይ ምብራቕ እትርከብ ኣኽራን ዝበዝሖ ሃገር እያ። ካቡል ርእሰ ከተማን ዝዓበየት ከተማን እያ።