ፈረንሳ
Appearance
(ካብ France ተሰጋጊሩ)
ፈረንሳዊት ሪፓብሊክ Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.) | ||||
---|---|---|---|---|
ሃገር ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት | ||||
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Liberté, égalité, fraternité («ሓርነት፣ ማዕርነት፣ ሕውነት») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ La Marseillaise | ||||
ርእሰ ከተማ |
ፓሪስ 48°51′24″ሰ 2°21′08″ምብ / 48.856666666667, 2.3522222222222 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ፈረንሳይኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ፈረንሳዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፍርቂ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ኤማንዌል ማክሮን | |||
• ቀዳማይ ሚኒስተር | ጂን ካስተክስ | |||
ሓጋጊ ኣካል | ፈረንሳዊ ፓርላማ | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 640,679 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 0.86 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2021) | 67,413,000 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ዩሮ (€) | |||
ዞባ ግዜ | UTC +1 | |||
• ኣብ ክረምቲ | UTC +2 | |||
ኮድ ኣይሶ | 250 / FRA / FR | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .fr | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +33 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | FRA | |||
ኣባልነት
| ||||
ፈረንሳ (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.፣ ኣደማምጻ፦ /ፍራንስ/ ( ስማዕ))፣ ብወግዒ ፈረንሳዊት ሪፓብሊክ (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.)፣ ዓይነት መንግስቲ ፍርቂ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ እያ፣ ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት፣ ስግረ ኣህጉራዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ፓሪስ እያ።