ብራዚል

ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ብራዚል
República Federativa do Brasil  (ፖርቱጊዝኛ)


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖOrdem e progresso
(ብፖርቱጊዝኛ፦ «ስርዓትን ምዕባለን»)
ሃገራዊ መዝሙርHino Nacional Brasileiro
(ብፖርቱጊዝኛ፦ «ብራዚላዊ ሃገራዊ መዝሙር»)

ርእሰ ከተማ ብራዚልያ

22°54′40″ደ 43°12′20″ምዕ / -22.911111111111, -43.205555555556 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ፖርቱጊዝኛ
ዜግነት ህዝቢ ብራዚላዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ልዊዝ ኢናስዮ ሉላ ዳ ሲልቫ
ሓጋጊ ኣካል ሃገራዊ ጉባኤ ብራዚል ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ምእዋጅ
 • ምቕባል
ካብ ፖርቱጋል
7 መስከረም 1822
29 ነሓሰ 1825
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 8,515,767 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 0,65
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2023) 218,689,757 ተቐመጥቲ
ባጤራ ብራዚላዊ ረያል (R$፣ BRL)
ዞባ ግዜ UTC -5 ክሳብ -2
ዓውዲ ኢንተርነት .br
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +55
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ BRA ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ብራዚል (ብፖርቱጊዝኛ፦ Brasil)፣ ብወግዒ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ብራዚል (ብፖርቱጊዝኛ፦ República Federativa do Brasil)፣ ምብራቓዊ ፍርቂ ኣህጉርን ገለ ጉጅለታት ንኣሽቱ ደሴታት ኣብ ኣትላንቲክ ውቅያኖስን ዝሓቖፈት ኣብ ደቡብ ኣመሪካ ልኡላዊት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ብራዚልያ፣ ዝበዝሐ ህዝቢ ዘለዋ ከተማኣ ድማ ሳኦ ፓውሎ እያ። ኣብ ኣመሪካ ሳልሰይቲ ዝዓበየት ሃገር እያ። ልዕሊ 8.5 ሚልዮን ትርብዒት ኪ.ሜ. ዝግመት ስፍሓት ዘለዋ ኮይና፣ ብጠቕላላ ስፍሓት (ማዕረ 50% መሬት ደቡብ ኣመሪካ) ኣብ ዓለም ሓሙሻይ ዝዓበየት ሃገር እያ።