ትግርኛ ፊደል

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ትግርኛ ሓደ ካብ ሴማውያን ቋንቋታት እዩ። ትግርኛ ኣብ ኤርትራ ብኣስታት ፬ ሚዮ፣ ኣብ ክልል ትግራይ ኢትዮጵያ ኸኣ ብኣስታት ፭ ሚልዮን ህዝቢ ዝዝረብ ቋንቋ እዩ። ፊደላት ትግርኛ ካብ ኣምሓርኛ ቐፂሉ ዝወፀ እንትኸውን ኣዶ ኣምሓርኛን ትግርኛን ዝኾነ ካብ ቋንቋ ግእዝ ዝተዋጽኡ እዮም።

  ɐ u i a e ɨ o
h
l
ħ
m
r
s
ʃ
k'
kʷ'
x'
xʷ'
b
v
t
ʧ
h
n
ɲ
ʔ
k
x
w
ʕ
z
ʒ
j
d
ʤ
g
t'
ʧ'
p'
ts'
f
p