ኤርትራ

From Wikipedia
Jump to: navigation, ድሉይ

ሃገረ ኤርትራ

ኤርትራ

ኤርትራ ብ1993 ድሕሪ ናይ ሰላሳ ዓመታት ፖለቲካውን ብረታውን ቃልሲ ንሓይሊ መግዛእቲ ኢትዮጵያ ስዒራ ወትሃደራዊ ዓወታ ብምዕታር፤ ህዝባ ኸኣ ነቲ ብቕልጽሙ ዝረኸቦ ዓወት ብ ማሕበር ሕቡራት ሃገራት ዓለም፡ ማሕበር ኤውሮጳ፡ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሪቃን ካልኦት ዓለም ለኻውያን ውድባትን ኣብ ዝተዓዘብዎ ሓተታ ብ 99 ነጥቢ 8 ካብ ሚእቲ ድምጺ ብምሃቡ ናጻን ልዑላዊትን ሃገር ኮይና ትርከብ።


ዓበይት ከተማታት ኤርትራ፡

ሰንደቕ ዓላማ ባንዴራ

ኤርትራ




                      ኤርትራ ቀጠልያ ቀይሕ ሰመያዊ ብጫ አውሊዕ ዘለዎ
                      


                      ሃገራዊ መዝሙር:  ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ
                      ኣርማ 
                      [[ርእሰ ከተማ አስመራ]]
                      [[ሃገራዊ ቋንቋ        ትግርኛ፣ ዓረብ፣ እንግሊዝኛ]]
                      አመራርሓ ፕረዝደንታዊ        
                      ፕረዚደንት እሳያስ አፈወርቂ
                      ዓበይቲ መዓልታት
                      ግንቦት ፲፮/24 ቀን ፲፱፻፹፫/1991 ዓ.ም.ግ/ፈ        
                      መዓልቲ ናጽነት
                      ብዝሒ ህዝቢ
                      ናይ 2009ዓምፈ ግምት
                      2008 ዓምፈ ቆጸራ ህዝቢ 
                      5,224,000 (መበል109)
                      5,291,370
                      [[ባጤራ     ናቅፋ]]
                      [[ሰዓት     UTC +3]]
                      [[መእተዊ ቴለፎን       +291]]
                      [[ናይ ኢንተርነት       .er]]

[[ኤርትራ አብ ምብራቕ አፍሪቃ ካብ ዝርከባ ሃገራት ሓንቲ ኮይና : ብስሜናዊ-ምዕራብ ምስ ሱዳን፣ ብሰሜናዊ-ምብራቕ ምስ ቀይሕ ባሕሪ፣ ብደቡብ ምስ ኢትዮጵያ፣ ብደቡባዊ-ምብራቕ ምስ ጅቡቲ ትዳወብ። ኤርትራ ዝብል ስም ካብ ላቲን Mare Eritreum ዝተወስደን ኰይኑ መሰረቱ ናይ ግሪክ Ἐρυθρὰ θάλαττα ሐረግ ኰይኑ ትርጉሙ ድማ ቀይሕ ባሕሪ ማለት ነው። እዚ ስም ነዚ አካባቢ ዝሃብዎ ኢጣልያውያን አብ ጥሪ 1890 ግዝአቶም ክእውጁ እንከለዉ (ተመሳሳሊ ስም ብጀርመናውያን 1870 ከምኡ ውን ግብጻውያን 1860ታት አብ ጥቕሚ ውዒሎም እዮም ፣ እንተዀነ ግን አየናይ ክፋል ከም ዘመልክት ንጹር አይነበረን)። ኤርትራ፣ ከም ሃገር፣ ብኢጣልያዊያን ድሕሪ ምምስራታ አብ ሓሙሽተ ዝተፈላለዩ ኵነታት ብምሕላፍ ነዚ ዘሎ አቃውማ ሒዛ ትርከብ። ቅድሚ 1890 አብ ዝነበረ ግዜ እቲ ዝነበረ ናይቲ ከባቢ ታሪኽ አብ ትሕቲ"ኤርትራ" ብዝብል ዝጽዋዕ እንተዘይኮይኑ ነዚ ሓድሽ ኤርትራ ልዑል ግንዛበ ከምዝህብ ተመራመርቲ ታሪኽ ቅድሚ 1890 ንዘሎ ታሪኽ ምጽናዕ አገዳሲ ምዃኑ ይሰማምዑ]]

ክዴቭ ፓሻ

[[1860ታት መጀመሪያ ፣ናይ ግብጺ መራሒ ኢስማዒል ከዴቭ ፓሻ ዞባ ናይል ሰፊሕ ናይ ግብጽ ግዝአት ከስፋሕፍሕ ተላዕለ። ነዚ ሓዲሽ ግዝአቱ ድማ ካርቱም ማእከል ከተማ ገይሩ ንሱዳን ከም ግዝአቱ ሓዘ። ቀጺሉ ድማ አብ ቀይሕ ባሕሪ ብ1865 ድሕሪ ምቁጽጻሩ አብ 1870ታት መጀመሪያ ክሳብ ሕንድ ውቅያኖስ ተቆጻጸረ ። እምበኣርከስ በዚ እዩ ካርቱም-ከሰላ- ከረን -ምጽዋዕ ኢሉ ዝአተወ፤ ብ1872 ነዚ ስልታዊ መንገዲ ናይ ክዴቭ ፓሻ ሰራዊቶች ተቆጻጸሩ። በዚ ከይተሓጽሩ ድማ ንከበሳ ውን ክቆጻጸሩ ተበገሱ። ከበሳ ብባሕሪ ነገስታትን መሳፍንቲ ትግራይን ይወራረስ እዩ ዝነበረ፤]] ሰለስተ ክፍልታት ኤርትራ ኤርትራውያን ቀጽልዎ ታሪኽና ቢኢትዮጵያ ክቕየር ብዙሕ እዩ ዝጸዓር ዘሎ