ሆንግ ኮንግ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ርፑብሊክ ቻይና‎

香港
Flag of Hong Kong.svg Regional Emblem of Hong Kong.svg
(ባንዴራ) (ኣርማ)
ሓበሬታ
ቋንቋ ሃገር
ርእሲ ከተማ
ብዝሒ ተቀመጥቲ
Hong Kong Location.svg

ሆንግ ኮንግ (ኣብ 香港 ቻይና) ሓንቲ ኻብተን ኣብ ቻይና ዚርከባ ኽልተ ፍሉያት ምምሕዳራዊ ዞባታት እያ (እቲ ኻልኣይ ማካው እዩ) ። ኣብ ደቡባዊ ገማግም ቻይና እትርከብ ኰይና ኣብ ኣፍ ፈለግ ፐርልን (ዴልታን) ባሕሪ ደቡብ ቻይናን እያ እትርከብ። እዚ ቦታ እዚ ሓደ ኻብቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ዝለዓለ ህዝባዊ ኵርናዓት እዩ። እዚ ኸኣ ኣብ 1,104 ትርብዒት ኪሎ ሜተር ሸውዓተ ሚልዮን ሰባት ብምሓዝ ኢዩ።