ማቲው ስቲቨን ሹልዘ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ማቲው ስቲቨን ሹልዘ (Matthew Steven «Matt» Schulze) ኣሜሪካዊ ተዋሳኣይ ፊልም እዩ። ኣብ ሚዙሪ እዩ ተወሊዱ።

እዚ ተዋሳኣይ ብፊልም «The Fast And The Furious» ዝፍለጥ እዩ።