ኣመሪካ
ናብ ዳህሳስ ኪድ
ናብ ምድላይ ኪድ
ኣመሪካ | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ In God we trust | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ The Star-Spangled Banner | ||||
ርእሰ ከተማ |
ዋሺንግተን ዲ.ሲ. 38°53′42″ሰ 77°02′12″ምዕ / 38.895, -77.036666666667 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ኣብ ፈደራላዊ ደረጃ ዋላ'ኳ | |||
• ሃገራዊ ቋንቋታት | እንግሊዝኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ኣመሪካዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ | |||
ሓጋጊ ኣካል |
United States Congress Congress of the Confederation | |||
ናጽነት • ምእዋጅ • ምቕባል |
ካብ ዓባይ ብሪጣንያ 4 ሓምለ 1776 3 መስከረም 1783 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 332,639,102 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ዶላር ($) | |||
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ | +1 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | USA |
ሕቡራት መንግስታት (ሕ.መ.)፣ (ብእንግሊዝኛ፦ United States) (US)፣ ወግዓዊ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ (ሕ.መ.ኣ.)፣ (ብእንግሊዝኛ፦ United States of America) (USA)፣ ወይ ብቐሊል ኣመሪካ (America)፣ ኣብ ሰሜን ኣመሪካ እትርከብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ዋሺንግተን ዲ.ሲ. እያ።