ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ስጳኛ

ንግስነት ስጳኛ
Reino de España  (ስጳንኛ)
ሃገር ኣባል ኤውሮጳዊ ሕብረት


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖ፦ «Plus ultra»
ሃገራዊ መዝሙርMarcha Real

ርእሰ ከተማ ባንዴራ ከተማ ማድሪድ ማድሪድ
40°25′01″ሰ 3°42′12″ምዕ / 40.416944444444, -3.7033333333333 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ስጳንኛ
ዜግነት ህዝቢ ስጳኛዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፓርላማዊ ንግስና
 • ንጉስ ፈሊፐ ሻድሻይ
 • ፕረዚደንት መንግስቲ ፔድሮ ሳንቸዝ
ሓጋጊ ኣካል ኮርተስ ሄነራለስ
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 505,990 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 1.04
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2025) 49,153,849 ተቐመጥቲ
ባጤራ ዩሮ (€)
ዞባ ግዜ CET (UTC+1)
ዓውዲ ኢንተርነት .es
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ +34
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ ESP ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ስጳኛ (ብስጳንኛEspaña)፣ ወግዓዊ ንግስነት ስጳኛ (ብስጳንኛ፦ Reino de España)፣ ልኡላዊት ስግረ-ኣህጉራዊት ሃገር ኮይና፣ ከም ማሕበራውደሞክራስያውን ሃገር ሕጊ ዝተመስረተትን መልክዕ መንግስታ ድማ ፓርላማዊ ንግስነት ዝኾነትን እያ። ሓንቲ ካብተን ንኤውሮጳዊ ሕብረት ዝቖማ ዕስራን ሸውዓተን ልኡላውያን ሃገራት እያ። ርእሰ ከተማኣ ኣብ ማድሪድ ዝርከብ ግዝኣታ፣ ነፍሲ ወከፈን ብሓምሳ ኣውራጃታት፣ ክልተ ርእሰ ምሕደራውያን ከተማታትን ኣብ ሰሜን ኣህጉር ኣፍሪቃ ዝርከባ ዝተፈላለያ ፕላዛስ ደ ሶበራንያን ዝቖማ ዓሰርተ ሾብዓተ ርእሰ ምሕደራውያን ማሕበረሰባት ዝተወደበት እያ።