ጆ ባይደን
ናብ መዳህሰሲ ኪድ
ናብ ምድላይ ኪድ
ጅምር! እዚ ጽሑፍ ብዛዕባ ግላዊ ታሪኽ ሂወት መሰረት ወይ መዋቕር እዩ። ሕጂ ንሱ ምስፍሕፋሕ ትኽእል ኢኻ/ኺ! |
ጆሴፍ ሮቢነት ባይደን ጁንየር (ብእንግሊዝኛ፦ Joseph Robinette Biden Jr.፣ ኣብ ስክራንቶን፣ ፔንሲልቫንያ፣ 20 ሕዳር 1942 ተወልደ)፣ ከም ጆ ባይደን ብዝሓሸ ዝፍለጥ፣ ኣመሪካዊ ፖለቲከኛ ከምኡውን ናይ ሕቡራት መንግስታት ዝተመርጸ ፕረዚደንት እዩ።