ማይክል ኣንቶኒ ፔረዝ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ማይክል ኣንቶኒ ፔረዝ (Michael Anthony Perez) ኣሜሪካዊ ተዋሳኣይ ተለቪዥን እዩ። ኣብ ሎስ ኣንጀለስ እዩ ተወሊዱ።

እዚ ተዋሳኣይ ብፊልም «Mayans M.C.» ዝፍለጥ እዩ።