ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ
Appearance
ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.) Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'. (Lua error in ሞድዩል:Lang at line 292: assign to undeclared variable 'e1'.) | ||||
---|---|---|---|---|
ሃገር ኣባል ሕብረት ኣፍሪቃ | ||||
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Unité, Dignité, Travail (ፈረንሳይኛ፦ «ሓድነት፣ ክብረት፣ ስራሕ») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ La Renaissance (fr)/ E Zingo (sg) (ብፈረንሳይኛ፦ «ተሃድሶ»/ ብሳንጎ፦ «በጺሕና») | ||||
ርእሰ ከተማ |
ባንጊ 4°22′24″ሰ 18°33′46″ምብ / 4.37325, 18.562833333333 | |||
ወግዓዊ ቋንቋታት | ሳንጎ፣ ፈረንሳይኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ማእከላይ ኣፍሪቃዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ፋውስቲን-ኣርቸንጅ ትዋደራ | |||
ሓጋጊ ኣካል | National Assembly | |||
ናጽነት |
ካብ ፈረንሳ 13 ነሓሰ 1960 4 ታሕሳስ 1976 20 መስከረም 1979 | |||
ስፍሓት | ||||
• ጠቕላላ | 622,984 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 0 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2018) | 4,666,368 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ |
ፍራንክ ሲ.ኤፍ.ኤ. ማእከላይ ኣፍሪቃ (XAF) ቢትኮይን (BTC፤ ካብ ሚያዝያ 2022) | |||
ዞባ ግዜ | UTC+1 | |||
ኮድ ኣይሶ | 140 / CAF / CF | |||
ዓውዲ ኢንተርነት | .cf | |||
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ | +236 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | CAF | |||
ኣባልነት
| ||||
ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ (ብሳንጎ፣ Ködörösêse tî Bêafrîka፤ ብፈረንሳይኛ፣ République centrafricaine፣ ወይ ብቐሊሉ ማእከላይ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ማእከላይ ኣፍሪቃ እትርከብ ብባሕሪ ዘይተዓጽወት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማን ዝበዝሐ ህዝቢ ዝነብረላን ከተማ ባንጊ እያ።