ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ሶማልያ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
(ካብ «ሪፓብሊክ ሶማልያ» ተሰጋጊሩ)
ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ
Jamhuuriyadda Federaalka Soomaaliya  (ሶማሊ)
جمهورية الصومال الفدرالية  (ዓረብኛ)
ሃገር ኣባል ሕብረት ኣፍሪቃ


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ መዝሙርQolobaa calankeed

     ግዝኣት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ
     ግዝኣት ሪፓብሊክ ሶማሊላንድ
ርእሰ ከተማ ሞቓድሾ
2°02′21″ሰ 45°20′31″ምብ / 2.0391666666667, 45.341944444444 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋታት ሶማሊ
  ሓባራዊ ወግዓዊ ዓረብኛ
ዜግነት ህዝቢ ሶማላዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ
  ፕረዚደንት ሓሰን ሼኽ መሓመድ
  ቀዳማይ ሚኒስተር ሓምዛ ዓብዲ ባረ
ሓጋጊ ኣካል Federal Parliament of Somalia ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ዕለት
 • ሓድነት
ካብ ኢጣልያብሪጣንያ
26 ሰነ 1960
1 ሓምለ 1960
ስፍሓት  
  ጠቕላላ 637,657 ትርብዒት ኪ.ሜ.
  ማይ (%) 1.6
ብዝሒ ህዝቢ  
 ግምት (2023) 12,693,796 ተቐመጥቲ
ባጤራ ሺሊንግ
ዞባ ግዜ EAT (UTC +3)
ኮድ ኣይሶ 706 / SOM / SO
ዓውዲ ኢንተርነት .so
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ +252
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ SOM ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ሶማልያ (ብሶማሊSoomaaliya፤ ብዓረብኛ፦ الصومال)፣ ብወግዒ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ (ብሶማሊJamhuuriyadda Federaalka Soomaaliya፤ ብዓረብኛ፦ جمهورية الصومال الفدرالية)፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ገማግም ወሽመጥ ዓደንን ህንዳዊ ውቅያኖስን እትርከብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማሞቓድሾ እያ።