ሶማልያ
ናብ መዳህሰሲ ኪድ
ናብ ምድላይ ኪድ
ጅምር! እዚ ሓጺር ጽሑፍ ብዛዕባ ሃገር መሰረት ወይ መዋቕር እዩ። ሕጂ ዘርገሖ ትኽእል ኢኻ/ኺ! |
ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ Jamhuuriyadda Federaalka Soomaaliya جمهورية الصومال الفدرالية | ||||
---|---|---|---|---|
ናይ ኣፍሪቃዊ ሕብረት ኣባል ሃገር | ||||
| ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Qolobaa calankeed | ||||
ርእሰ ከተማ |
ሞቓድሾ 2°02′27″ሰ 45°20′33″ምብ / 2.0408333333333, 45.3425መስተማእዛኒታት፦ 2°02′27″ሰ 45°20′33″ምብ / 2.0408333333333, 45.3425 | |||
ወግዓዊ ቋንቋታት | ሶማልኛን ዓረብኛን | |||
ዜግነት ህዝቢ | ሶማላዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፈደራላዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | መሓመድ ዓብዱላሂ መሓመድ | |||
ሓጋጊ ኣካል | ፈደራላዊ ፓርላማ ሶማልያ | |||
ናጽነት • ዕለት • ሓድነት |
ካብ ኢጣልያን ብሪጣንያን 26 ሰነ 1960 1 ሓምለ 1960 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 15893219 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ሺሊንግ | |||
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ | +252 |
ሶማልያ (ብሶማልኛ፦ Soomaaliya፤ ብዓረብኛ፦ الصومال)፣ ወግዓዊ ፈደራላዊት ሪፓብሊክ ሶማልያ (ብሶማልኛ፦ Jamhuuriyadda Federaalka Soomaaliya፤ ብዓረብኛ፦ جمهورية الصومال الفدرالية)፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ገማግም ወሽመጥ ዓደንን ህንዳዊ ውቅያኖስን እትርከብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ሞቓድሾ እያ።