ባረንቱ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ባረንቱ, ኤርትራ

ባረንቱ ርእሰ ከተማ ዞባ ጋሽ ባርካ ኮይና፡ካብ ርእሰ ከተማ ኣስመራ ንምዕራብ 240ኪ'ሜ

ካብ ከሰላ (ሱዳን) ድማ ኣስታት 162ኪ'ሜ ርሒቓ ትርከብ።