ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ጆ ባይደን

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
(ካብ «ባይደን» ተሰጋጊሩ)

ጆሴፍ ሮቢነት ባይደን ጁንየር (ብእንግሊዝኛ፦ Joseph Robinette Biden Jr.፣ ኣብ ስክራንቶን፣ ፔንሲልቫንያ፣ 20 ሕዳር 1942 ተወልደ)፣ ከም ጆ ባይደን ብዝሓሸ ዝፍለጥ፣ ኣመሪካዊ ፖለቲከኛ ከምኡውን ናይ ሕቡራት መንግስታት ፕረዚደንት እዩ።