ቱርኪ
ናብ መዳህሰሲ ኪድ
ናብ ምድላይ ኪድ
ሪፓብሊክ ቱርኪ Türkiye Cumhuriyeti | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ İstiklâl Marşı | ||||
ርእሰ ከተማ |
ኣንካራ 39°56′ሰ 32°51′ምብ / 39.93, 32.85መስተማእዛኒታት፦ 39°56′ሰ 32°51′ምብ / 39.93, 32.85 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ቱርክኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ቱርካዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ረሲፕ ጠይብ ኤርዶጋን | |||
ሓጋጊ ኣካል | Grand National Assembly of Turkey | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 82,017,514 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ቱርካዊት ሊራ (₺) | |||
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ | +90 |
ቱርኪ (ብቱርክኛ፦ Türkiye) ወግዓዊ ሪፓብሊክ ቱርኪ (ብቱርክኛ፦ Türkiye Cumhuriyeti)፣ ኣብ ምዕራባዊ ኤስያን ደቡብ-ምብራቕ ኤውሮጳን ተዘርጊሓ እትርከብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ኣንካራ እያ።