ቴማ ቋንቋ ኣደ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ቴማ ቋንቋ ኣደ:

ኣብዚ መርበብ'ዚ፡ ብ26 ቋንቋታት፡ ሓበሬታታት ብዛዕባ ቋንቋ ኣደ ይውሃብ። ትግርኛ ሓንቲ ካብ'ዘን ቋንቋታት እዚኣተን ኢያ። እዚ ዓይነት መርበብ'ዚ ብትግርኛ ዚውሃብ ዘሎ፡ ንመጀመርታ ግዜ ኢዩ። ብሃገራዊ ምምሕያሽን ምምዕባልን ትምህርቲ ይምወል። ብመምህራን ቋንቋ ኣደ ከኣ ይዳሎ።

በብእዋኑ እናማዕበለን እናተለዋወጠን ይኸይድ። ምእንቲ ኪምዕብል ናይ ኵልና ምትሕብባር የድልዮ።ንዚውሃበና ምኽርን ሓበሬታን ምስ ምስጋና ንቕበል።

መልእኽትኹም በዚ ዚስዕብ ኣድራሻ ክትልእኩልና ትኽእሉ።