ኣዲስ ኣበባ ስታድየም

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ስታድዩም ኣዲስ ኣበባ ( ኣምሓርኛ : አዲስ አበባ ስታዲስ) ኣብ ኢትዮጵያ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ብዙሕ ዕላማ ዘለዎ ስታድዩም እዩ። ዋላ እኳ ናይ ኣትሌቲክስ መሳለጥያታት እንተሃለዎ መብዛሕትኡ ግዜ ንጸወታታት ኩዕሶ እግሪ ዝውዕል እዩ። እቲ ስታድየም 35 ሽሕ ሰባት ዝሕዝ እዩ።