ኢትዮጵያ

ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ
የኢትዮጵያ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ  (ኣምሓርኛ)
ኣባል ሃገር ሕብረት ኣፍሪቃ


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖየዜግነት ክብር
(«ናይ ዜግነት ክብሪ»)
ሃገራዊ መዝሙርወደፊት ገስግሺ፣ ውድ እናት ኢትዮጵያ

ርእሰ ከተማ ኣዲስ ኣበባ
9°01′38″ሰ 38°44′13″ምብ / 9.0272222222222, 38.736944444444 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋታት ኣምሓርኛኦሮሞሶማሊትግርኛዓፋር
ዜግነት ህዝቢ ኢትዮጵያዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፈደራላዊት ፓርላማዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ሳህለ-ወርቅ ዘውደ
 • ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ
ሓጋጊ ኣካል Federal Parliamentary Assembly ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 1,104,300 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 0.7
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2021) 117,876,227 ተቐመጥቲ
ባጤራ ብር (ETB)
ዞባ ግዜ UTC +3
ኮድ ኣይሶ 231 / ETH / ET
ዓውዲ ኢንተርነት .et
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +251
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ ETH ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ኢትዮጵያ፣ ብወግዒ ፈደራላዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኢትዮጵያ (ብኣምሓርኛየኢትዮጵያ ፌዴራላዊ ዲሞክራሲያዊ ሪፐብሊክ)፣ ቀደም ኣቢሲንያ ተባሂላ እትፍለጥ ዝነበረት፣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ እትርከብ ብባሕሪ ዘይተዓጽወት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ፣ ከምኡ’ውን ዝዓበየትን ዝበዝሐ ህዝቢ ዘለዋን ከተማኣ ኣዲስ ኣበባ እያ። ብሰሜን ብኤርትራ፣ ብሰሜናዊ ምብራቕ ምስ ጅቡቲ፣ ብምብራቕ ብሶማልያ፣ ብደቡብ ብኬንያ፣ ብምዕራብ ድማ ብሱዳንደቡብ ሱዳንን ትዳወብ።