ውድብ ጥዕና ዓለም
መልክዕ
| ውድብ ጥዕና ዓለም | ||
|---|---|---|
|
ባንዴራ ው.ጥ.ዓ. | ||
|
| ||
|
ዓለማዊ ዋና መኣዘዚ ቦታ - ጀኔቫ፣ ስዊዘርላንድ | ||
| ዓይነት | ውሕልነታዊ ኤጀንሲ ሕቡራት ሃገራት | |
| ኢንዱስትሪ |
medical research human health activities international governmental or non-governmental organizations | |
| መሰረት | 7 ሚያዝያ 1948 (77 ዓመታት) | |
| ዋና ቤት ጽሕፈት | ጀኔቫ (Canton of Geneva፣ ስዊዘርላንድ) | |
| ፍርያት | International Statistical Classification of Diseases and Related Health Problems | |
| ሰራሕተኛታት | 7000 | |
| መስተማእዛኒታት | 46°14′01″ሰ 6°08′03″ምብ / 46.23353502786, 6.1341992557218 | |
| መርበብ ሓበሬታ | www.who.int | |
ውድብ ጥዕና ዓለም (ው.ጥ.ዓ.) ወይ ዓለማዊ ውድብ ጥዕና (ብእንግሊዝኛ፦ World Health Organization፣ WHO)፣ ንዓለምለኻዊ ናይ ህዝባዊ ጥዕና ሓላፍነት ዘሎ ናይ'ቲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት (ው.ሕ.ሃ.) ውሕልነታዊ ኤጀንሲ እዩ።