ስዊዘርላንድ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ኮንፈደረሽን ስዊዘርላንድ
Schweizerische Eidgenossenschaft  (ጀርመንኛ)
Confédération suisse  (ፈረንሳይኛ)
Confederazione Svizzera  (ጥልያን)
Confederaziun svizra  (ሮማንሽ)

Flag of Switzerland (Pantone).svg
ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
Coat of Arms of Switzerland (Pantone).svg

ሃገራዊ ጭርሖUnus pro omnibus, omnes pro uno
(ብላቲን፦ «ሓደ ንኩሎም፣ ኩሎም ንሓደ»)
ሃገራዊ መዝሙርSchweizerpsalm
Salmo Svizzero
Cantique suisse
Psalm svizzer

Europe-Switzerland.svg

ርእሰ ከተማ በርን (ብተግባር)
46°56′53″ሰ 7°26′51″ምብ / 46.94798, 7.44743 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋታት ጀርመንኛፈረንሳይኛጥልያንሮማንሽ
ዜግነት ህዝቢ ስዊዘርላንዳዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፓርላማዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ፈደራላዊ ቤት ምኽሪ ጋይ ፓርመሊን
ሓጋጊ ኣካል Federal Assembly of Switzerland ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 41,285 ትርብዒት ኪ.ሜ.
 • ማይ (%) 4.34
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2019) 8,570,146 ተቐመጥቲ
ባጤራ ፍራንክ (Fr.፣ CHF)
ዞባ ግዜ ግ.ማ.ኤ. (UTC +1)
 • ኣብ ክረምቲ ግ.ክ.ማ.ኤ. (UTC +2)
ኮድ ኣይሶ 756 / CHE / CH
ዓውዲ ኢንተርነት .ch
ስልካዊ ቅድመ ጥብቆ +41
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ SUI ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ስዊዘርላንድ (ብጀርመንኛSchweiz፣ ብፈረንሳይኛSuisse፣ ብጥልያንSvizzera፣ ብሮማንሽSvizra)፣ ብወግዒ ኮንፈደረሽን ስዊዘርላንድ (ብጀርመንኛ፦ Schweizerische Eidgenossenschaft፣ ብጥልያን፦ Confederazione Svizzera፣ ብፈረንሳይኛን፦ Confédération suisse፣ ብ ሮማንሽን፦ Confederaziun svizra)፣ ኣብ ማእከላይ ኤውሮጳ እትርከብ ብባሕሪ ዝተዓጽወት ሃገር እያ።