ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ዎላይታ ሶዶ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ዎላይታ ሶዶ | ሶዶ
ርእሰ ከተማ

ዝርኸብ ኣብ ኢትዮጵያ
ከባቢ ኣብ ኢትዮጵያ
ዝርኸብ ኣብ ኣፍሪቃ
ከባቢ ኣብ ኣፍሪቃ
መስተማእዛኒታት 6°52′ሰ 37°46′ምብ / 6.86, 37.76
ኣካል ርእሰ ከተማ
 • ሃገር ባንዴራ ኢትዮጵያ ኢትዮጵያ
ብዝሒ ህዝቢ  (2010)  
 • ጠቕላላ 213,467 ተቐመጥቲ
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ (+251) 16
ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ

ዎላይታ ሶዶ (ብኣምሓርኛ): ዎላይታ ሶዶ ወይ ብቐሊሉ ሶዶ (ብዎላይትኛ: Wolaytta Sooddo)፣ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ እትርከብ ከተማ እያ። እታ ከተማ ከም ፖለቲካውን ምምሕዳራውን ማእኸል ዞባ ወላይታክልል ደቡብ ኢትዮጵያን ኮይና ተገልግል። እታ ከተማ ኣብ ላቲቱድን ሎንጊቱድን 6°54′ ሰሜን 37°45′ ምብራቕ፡ ካብ ጽፍሒ ባሕሪ ካብ 1,600 ክሳብ 2,100 ሜትሮ ቁመት ትርከብ።

ዛንታ[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ኣብ መጀመርታ 1930ታት ወላይታ ሶዶ ኣብ ደቡብ ኢትዮጵያ እታ እንኮ ትልሚ ዝተገብረላ ከተማ እያ ነይራ። ፈለማ ናብ መስመር ቴሌፎንን ፖስታ ቤትን ርእሰ ከተማ ኣተዉ። ኣብ 1958 ሶዶ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ መጀመርታ 27 ዓድታት ዝነበራ ኮሙን እያ ነይራ። ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ኣብ 1965ን 1968ን ተኸፊቱ።

ብዝሒ ህዝቢ[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

የጦና ስኴር

ብመሰረት ቢሮ ስታቲስቲክስ ኣብ 2010 ዓ.ም ብዝሒ ህዝቢ እታ ከተማ 213,467 እንትኸውን ካብዚኦም እቶም 108,161 ደቂ ተባዕትዮ እንትኾኑ 105,306 ደቂ ኣንስትዮ እዮም።[1]

ምጥቃስ ጽሑፍ[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]