ቱርኪ
(ካብ የቱርክ ዶሮ ተሰጋጊሩ)
ቱርኪ | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ İstiklâl Marşı | ||||
ርእሰ ከተማ |
ኣንካራ 39°56′09″ሰ 32°50′19″ምብ / 39.93576, 32.83869 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ቱርክኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ቱርካዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
ሓጋጊ ኣካል | Grand National Assembly of Turkey | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 82,017,514 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ቱርካዊት ሊራ (₺) | |||
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ | +90 | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | TUR | |||
ቱርኪ (ብቱርክኛ፦ Türkiye) ወግዓዊ ሪፓብሊክ ቱርኪ (ብቱርክኛ፦ Türkiye Cumhuriyeti)፣ ኣብ ምዕራባዊ ኤስያን ደቡብ-ምብራቕ ኤውሮጳን ተዘርጊሓ እትርከብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ኣንካራ እያ።