ዩቱብ
መልክዕ
(ካብ «ዩትዩብ» ተሰጋጊሩ)
| ዩቱብ | ||
|---|---|---|
| ዩቱብ ው.ሓ.ኩ. (YouTube, LLC) | ||
|
| ||
|
| ||
| ዓይነት | መድረኽ ቪድዮ ኣብ መስመር | |
| ኢንዱስትሪ | ኢንተርነት | |
| መሰረት | 14 ለካቲት 2005 (20 ዓመታት) | |
| መስረትቲ |
Steve Chen Jawed Karim Chad Hurley | |
| ዋና ቤት ጽሕፈት |
| |
| ቦታ ስራሕ | ዓለማዊ | |
| ቁልፊ ሰባት | ሱዛን ዎጂጽኪ (ዋና ፈጻሚ ስራሕ) | |
| ፍርያት |
ዩቱብ ፕሪምየም ዩቱብ ምዩዚክ ዩቱብ ኪድስ ዩቱብ ቲቪ ዩቱብ ጌሚንግ ዩቱብ ሾርትስ | |
| እቶት | 31,500,000,000 ዶላር ኣመሪካ | |
| ወናኒ | ኣልፋበት | |
| ሰራሕተኛታት | 3,000 (2021) | |
| መርበብ ሓበሬታ | ||
| መርበብ ሓበሬታ | youtube.com | |
| ምዝገባ | ኣማራጽያዊ | |
| ተጠቀምቲ | 4.59 ቢልዮን ንጡፋት | |
| ዝርከቡ ቋንቋታት | 80 | |
ዩቱብ (ብእንግሊዝኛ፦ YouTube)፣ ኣመሪካዊ መበቆል ዘለዎ ቪድዮታት ንምክፋል ዝዓለመ መርበብ ሓበሬታ እዩ። ዝተፈላለዩ ናይ ፊልም ክሊፓት፣ መደባት ተለቪዥንን ቪድዮታት ሙዚቃን ዝሓዘ እዩ። ነዚ መድረኽ ትሕዝቶ ዝፈጥሩ ሰባት ብሓፈሻ ዩቱበርስ (በዓል ሞያ ዩቱብ) ተባሂሎም ዝፍለጡ እዮም።
ኣብ ለካቲት 2005 ብሰለስተ ነበር ሰራሕተኛታት ፐይፓል ዝተፈጥረ ኮይኑ፣ ኣብ ጥቅምቲ 2006 ብጉግል ብ1.65 ቢልዮን ዶላር ተዓዲጉ፤ ሕጂ ድማ ከም ሓደ ኣብ ትሕተ-ቅርጺ ትካላቱ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ። ኣብ ኢንተርነት ካብ ጉግል ቀጺሉ ብዓይነቱ ዝበዝሐ ዝጥቀመሉ መርበብ ሓበሬታ እዩ።