ደቀምሓረ
ናብ መዳህሰሲ ኪድ
ናብ ምድላይ ኪድ
ደቀምሓረ
ዞባ ደቡብ ኣከለጉዛይ
ደቀምሓረ ዓባይ ከተማ ሓንቲ ካብ ኤርትራ ኮይና። ኣርብዓ ኪሎሜተር ሪሒቓ ካብ ኣስመራ ብደቡባዊ ምብራቕ ትርከብ።
ከተማ ደቀምሓረ ኣብዚ ካርታ ብቀይሕ ነጥቢ ዘለዋ ቦታ ትርከብ, ኤርትራ ኣከለጉዛይ.
ከተማ ደቀምሓረ ዞባ ደቡብ ኣከለጉዛይ ብዝሒ ህዝቢ 30,000 ቛንቛ ትግርኛ
ቦታ ከበሳ