ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
(ካብ «Central African Republic» ተሰጋጊሩ)
ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ
République centrafricaine  (ፈረንሳይኛ)
Ködörösêse tî Bêafrîka  (ሳንጎ)
ሃገር ኣባል ሕብረት ኣፍሪቃ


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖ፦ Unité, Dignité, Travail
(ፈረንሳይኛ፦ «ሓድነት፣ ክብረት፣ ስራሕ»)
ሃገራዊ መዝሙርLa Renaissance (fr)/
E Zingo (sg)
(ብፈረንሳይኛ፦ «ተሃድሶ»/
ሳንጎ፦ «በጺሕና»)

ርእሰ ከተማ ባንጊ
4°22′24″ሰ 18°33′46″ምብ / 4.37325, 18.562833333333 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋታት ሳንጎፈረንሳይኛ
ዜግነት ህዝቢ ማእከላይ ኣፍሪቃዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ
  ፕረዚደንት ፋውስቲን-ኣርቸንጅ ትዋደራ
ሓጋጊ ኣካል National Assembly ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 1ይቲ ሪፓብሊክ
 ግዝኣት
 • እዋናዊት ሪፓብሊክ
ካብ ፈረንሳ
13 ነሓሰ 1960
4 ታሕሳስ 1976
20 መስከረም 1979
ስፍሓት  
  ጠቕላላ 622,984 ትርብዒት ኪ.ሜ.
ብዝሒ ህዝቢ  
 ግምት (2018) 4,666,368 ተቐመጥቲ
ባጤራ ፍራንክ ሲ.ኤፍ.ኤ. ማእከላይ ኣፍሪቃ (XAF)
ቢትኮይን (BTC፤ ካብ ሚያዝያ 2022)
ዞባ ግዜ UTC+1
ኮድ ኣይሶ 140 / CAF / CF
ዓውዲ ኢንተርነት .cf
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ CAF ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ሪፓብሊክ ማእከላይ ኣፍሪቃ (ብሳንጎKödörösêse tî BêafrîkaፈረንሳይኛRépublique centrafricaine፣ ወይ ብቐሊሉ ማእከላይ ኣፍሪቃ፣ ኣብ ማእከላይ ኣፍሪቃ እትርከብ ብባሕሪ ዘይተዓጽወት ሃገር እያ። ርእሰ ከተማን ዝበዝሐ ህዝቢ ዝነብረላን ከተማ ባንጊ እያ።