ሆንግ ኮንግ
Appearance
| |||||
ሓበሬታ | |||||
ቋንቋ ሃገር | |||||
ርእሲ ከተማ | |||||
ብዝሒ ተቀመጥቲ | |||||
ሆንግ ኮንግ (ኣብ 香港 ቻይና) ሓንቲ ኻብተን ኣብ ቻይና ዚርከባ ኽልተ ፍሉያት ምምሕዳራዊ ዞባታት እያ (እቲ ኻልኣይ ማካው እዩ) ። ኣብ ደቡባዊ ገማግም ቻይና እትርከብ ኰይና ኣብ ኣፍ ፈለግ ፐርልን (ዴልታን) ባሕሪ ደቡብ ቻይናን እያ እትርከብ። እዚ ቦታ እዚ ሓደ ኻብቲ ኣብ ዓለም ዘሎ ዝለዓለ ህዝባዊ ኵርናዓት እዩ። እዚ ኸኣ ኣብ 1,104 ትርብዒት ኪሎ ሜተር ሸውዓተ ሚልዮን ሰባት ብምሓዝ ኢዩ።