ባረንቱ, ኤርትራ።
ባረንቱ ርእሰ ከተማ ዞባ ጋሽ ባርካ ኮይና፡ካብ ርእሰ ከተማ ኣስመራ ንምዕራብ 240ኪ'ሜ
ካብ ከሰላ (ሱዳን) ድማ ኣስታት 162ኪ'ሜ ርሒቓ ትርከብ።