ሜክሲኮ
መልክዕ
(ካብ «መክሲኮ» ተሰጋጊሩ)
| ሜክሲኮ | ||||
|---|---|---|---|---|
| ||||
| ሃገራዊ ጭርሖ፦ La Patria Es Primero | ||||
|
ሃገራዊ መዝሙር፦ Himno Nacional Mexicano | ||||
| ርእሰ ከተማ |
ከተማ ሜክሲኮ 19°21′14″ሰ 99°08′09″ምዕ / 19.353773, -99.13589 | |||
| ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |||
| ዜግነት ህዝቢ | ሜክሲካዊ/ -ት | |||
| ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
| ሓጋጊ ኣካል | ጉባኤ ሕብረት | |||
| ናጽነት • ምእዋጅ • ምቕባል |
ካብ ስጳኛ 16 መስከረም 1810 (215 ዓመታት) 28 ታሕሳስ 1836 (189 ዓመታት) | |||
| ስፍሓት | ||||
| • ጠቕላላ | 1,972,550 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
| ብዝሒ ህዝቢ | ||||
| • ግምት (2020) | 128,649,565 ተቐመጥቲ | |||
| ባጤራ | ፔሶ | |||
| ዞባ ግዜ | UTC –8 ክሳብ UTC -5 | |||
| ዓውዲ ኢንተርነት | .mx | |||
| ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | MEX | |||
ሜክሲኮ (ብስጳንኛ፦ México፣ ኣደማምጻ፦ /ሜሂኮ/ (
ስማዕ))፣ ወግዓዊ ሕቡራት መንግስታት ሜክሲኮ (ብስጳንኛ፦ Estados Unidos Mexicanos፣ ኣደማምጻ፦ /ኤስታዶስ ኡኒዶስ ሜሂካኖስ/)፣ ኣብ ደቡባዊ ሰሜን ናይ ሰሜን ኣመሪካ ክፋል እትርከብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማ ከተማ ሜክሲኮ እያ።
- ሜክሲኮ - Mexico
- Mexico City
- Teotihuacan
- Nevado de Toluca
- Mitla
- Palenque
- Uxmal
- Chichen-Itza
- Isla Mujeres
