ሳሞአ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ሃገረ ሳሞአ

Malo Sa'oloto Tuto'atasi

Samoa

(ባንዴራ) (ኣርማ)
ኣገደስቲ ሓቤሬታት
ቋንቋ ሃገር ሳሞአኛእንግሊዝኛ
ርእሲ ከተማ ኣፕያ
ሃይማኖት 99.7% ክርስትና
ጽፍሓት 2.842[2]
ተቀመጥቲ 200.108 (2017)
ኮዳት
ባጤራ ታላ
ሃገራዊ ፌስታ 1 ሰነ
Web | Code | Tel. .ws | WSM | 685
ብዛዕባ
ሳሞአ 1962

ሳሞአ, ናይ ርፑብሊክ ኣብ ፖሊነይስ ኢያ። ኣብ ኦስያን ድማ ትርከብ። ደሴት ጥራይ ስለ ዝኾነት ድማ፣ ብማይ ጥራይ ተብኢባ ትርከብ። ኣብ ሳሞአ ልዕሊ 200.000 ሰባት ይቅመጥዋ። ኣብ ሳሞአ ቋንቋ ሳሞአኛ ይዛረቡ። ርእሲ ከተማ ናይ ሳሞአ ኣፕያ ትብሃል። ታላ ዝብሃል ባጤራ ድማ ይጥቀሙ። 99,7% ካብ ቶም ሰባት ድማ ክርስትና ሃይማኖት ኣለዎም።

ሳሞአ ኣብ 1962 ካብ ኒው ዘይላንድ ነጻ ኮይና። ኣብዚ ግዜ ግን ሳሞአ ጠቅላላ ናጻ ኢያ።

ታሪኽ[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ሳሞአ ኣብ 1962 ካብ ኒው ዘይላንድ ነጻ ኮይና። ኣብዚ ግዜ ግን ሳሞአ ጠቅላላ ናጻ ኢያ።

ዴሞግራፊ[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ስድራ ሳሞአ

ኣብዛ ሰእሊ ብቁሩብ ናይ ሳሞአ ሰባት ምስሊ ትርኢ።

ሃይማኖት[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ኣብ ሳሞአ ኣስታት 98% ናይ ቶም ህዝቢ ክርስትና ሃይማኖ ትኣለዎም።

ጂዮግራፊ[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ካርታ ሳሞአ
ትርኢት ኣብ ኡፖሉ.

ስፖርት[ኣመዓራርይ | ኮድ ኣመዓራርይ]

ፍሉጥ ሃገራዊ ስፖርት ናይ ሳሞአ ሩግብይ ኢዩ። ሳሞአ ዋላ'ኳ ንኡሽቶይ ሃር ከላ፣ ሩግብይ ግን ብዝለዓለ ነጥብታት ኢያ ትጽወት። እታ ሃገር ኩሉ ግዜ ኣብ ቶፕ 20 ካብተን ዓለምወረት ናይ ሩግብይ ፍልጥቲ ኢያ። ከምኡ ውን ኣብ ናይ ዓለም ቻምፕዮን ስዒራ ትርከብ።