ሳሞአኛ
Appearance
ሳሞአኛ | ||
---|---|---|
Gagana samoa | ||
![]() | ||
ዝዝረብ ኣብ |
ሳሞአ ኣመሪካ-ሳሞአ | |
ተዛረብቲ | 370.000 ሽሕ | |
ስድራ ቤት | ሳሞአኛ | |
ጽሕፈት | እንግሊዝኛ ፊደል ከምኡ’ውን Latin alphabet | |
ወግዓዊ ኩነት | ||
ወግዓዊ ኣብ |
ሳሞአ ኣመሪካ-ሳሞአ | |
ኮዳት | ||
ኣይሶ 639-1 | sm | |
ኣይሶ 639-2 | smo | |
ኣይሶ 639-3 | smo | |
አቲ ሳሞአኛ (Gagana Samoa) ናይ ኣውስትሮ ቋንቋ ብልምዲ ድማ ቋንቋ ናይ ሳሞአን ኣመሪካ-ሳሞአን (ጥቃ እንግልዘኛ) ቋንቋ እዩ. ኣብ ኣውስትራልያ ውን ተዛብቲ ቋንቋ ሳሞአኛ ኣለዉ, ኒው ዘይላንድ፣ ቶንጋን ዩናይትድ ስተትስ. ኣብ ምሉእ ዓለም ድማ ልዕሊ 370.000 ሰባት ቋንቋ ሳሞእኛ ይዛረቡ.
ሳሞአኛ ብ እንግሊዝኛ ፊደል ይጽሓፍ። ኣስታት 15 ፊደላት ድማ ኣለዎ.