ናብ ትሕዝቶ ኪድ

ቺሌ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ
ሪፓብሊክ ቺሌ
República de Chile


ባንዴራ ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን


ሃገራዊ ጭርሖ፦ Por la razón o la fuerza
(«ብምኽንያት ወይ ብሓይሊ»)
ሃገራዊ መዝሙርHimno nacional de Chile

ርእሰ ከተማ ሳንትያጎ

33°26′15″ደ 70°39′00″ምዕ / -33.4375, -70.65 ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ወግዓዊ ቋንቋ ስጳንኛ
ዜግነት ህዝቢ ቺሌኣዊ/ -ት
ዓይነት መንግስቲ ፕረዚደንታዊት ደሞክራስያዊት ሪፓብሊክ
 • ፕረዚደንት ገብርኤል ቦሪክ
ሓጋጊ ኣካል National Congress of Chile ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን
ናጽነት
 • ኣዊጁ
 • ኣፍልጦ ረኺቡ
ካብ ስጳኛ
12 ለካቲት 1818
24 ሚያዝያ 1844
ስፍሓት  
 • ጠቕላላ 756,096.3 ትርብዒት ኪ.ሜ.
ብዝሒ ህዝቢ  
• ግምት (2022) 18,430,408 ተቐመጥቲ
ባጤራ ፔሶ
ዞባ ግዜ UTC-4ን -6ን
 • ኣብ ክረምቲ UTC-3ን -5ን
ኮድ ኣይሶ 152 / CHL / CL
ዓውዲ ኢንተርነት .cl
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ CHI ሓበሬታ ኣብ ዊኪዳታ ርኣይን ኣመሓይሽን

ቺሌ (ብስጳንኛChile)፣ ብወግዒ ሪፓብሊክ ቺሌ (ብስጳንኛ፦ República de Chile)፣ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ናይ ደቡባዊ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማሳንትያጎ እያ።