ኡራጓይ
Appearance
ኡራጓይ | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Libertad o Muerte («ናጽነት ወይ ቅትለት») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Himno Nacional de Uruguay | ||||
ርእሰ ከተማ |
Montevideo 34°52′00″ደ 56°10′00″ምዕ / -34.866666666667, -56.166666666667 | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
ሓጋጊ ኣካል | General Assembly of Uruguay | |||
ናጽነት • ምእዋጅ • ምቕባል |
ካብ ግዝኣት ብራዚል 25 ነሓሰ 1825 27 ነሓሰ 1828 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 3387605 ተቐመጥቲ | |||
ባጤራ | ኡራጓያዊ ፔሶ ($) | |||
ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | URU | |||
ኡራጓይ (ብስጳንኛ፦ Uruguay)፣ ወግዓዊ ምብራቓዊት ሪፓብሊክ ኡራጓይ (ብስጳንኛ፦ República Oriental del Uruguay)፣ ኣብ ደቡባዊ ምብራቕ ናይ ደቡብ ኣመሪካ ክፋል እትርከብ ሃገር እያ። ርእሲ ከተማ ሞንተቪደዮ እያ።