ኢሳይያስ ኣፈወርቂ

ካብ ዊኪፐድያ፣ ናጻ ኢንሳይክሎፐድያ

ኢሳይያስ ኣፈወርቂ፣ ወይ ድማ ኣፍወርቂ ወይ ኣፈዎርቂ፣ (ኣስመራኤርትራ፤ 2 ለካቲት 1946)፣ ካብ 1991 ብተግባር ፕረዚደንት ኤርትራ፣ ኤርትራዊ ፖለቲከኛ እዩ።

ናይ ኤርትራ ኮትኑ ተመሪጹ።

"ርእሰ መላኪ" ዚብል ማዕርግ ተዋሂብዎ ዘሎ ፕረሲደንት፥ ኣብ ሲልጥን ን ልዕሊ 25 ዓመታት ብዘይ ዝኮነ ናይ ህዝባዊ ወይ ባይቶዊ ምርጫ ን ኤርትራ ይመርሓ ይርከብ። ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ፕረሲደንት ኢሰይያስ ኣፍወርቂ ፥ ዝኮነ ናይ ቑመባዊ ዕብየት ክተርኢ ኣይከኣለትን ዘላ። አምበሺ ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት ትጉተት ኣላ። ዘይዉሱን ሃገራዊ ኣገልግሎት፥ ዘይፍትሓዊ ማእሰርቲ፥ ናይ ምንቕስቃስ (ኣብ ውሽቲ ሃገር ኮነ ካብ ሃገር ወጻኢ) ናጽነት፥ ናይ ወፍሪ ናጽነት ፥ ናይ ጋዘጤናንነት ናጽነት፥ ናይ ሃይማኖት ናጽነት፥ ናይ ምምራጽን ተማራጽነት ናጽነት ዝከልከለ ዝንቡዕ ፖሊሲ ኢሰይያስ - ን ነብሱ 'ዲክታቶር' ን ኤርትራ ከኣ 'ናይ ኣፍሪቃ ሰሜን ኮርያ' ዝብል ሳጓ ኣሰኪሙዋ ይርከብ።

ሚኒስተር ዩናይትድ ስቴትስ ምስ ናይ ኤርትራ ፕረሲደንት።