ኣርጀንቲና
መልክዕ
| ሪፓብሊክ ኣርጀንቲና República Argentina | ||||
|---|---|---|---|---|
| ||||
|
ሃገራዊ ጭርሖ፦ En Unión y Libertad («ኣብ ሕብረትን ናጽነትን») | ||||
|
ሃገራዊ መዝሙር፦ Himno Nacional Argentino | ||||
| ርእሰ ከተማ |
ብወኖስ ኣይረስ 34°35′59″ደ 58°22′55″ምዕ / -34.599722222222, -58.381944444444 | |||
| ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ (ብተግባር) | |||
| ዜግነት ህዝቢ | ኣርጀንቲናዊ/ -ት | |||
| ዓይነት መንግስቲ | ፈደራላዊት ፕረዚደንታዊት ሪፓብሊክ | |||
| • ፕረዚደንት | ኣልበርቶ ፈርናንደዝ | |||
| ሓጋጊ ኣካል | ጉባኤ ሃገር ኣርጀንቲና | |||
| ናጽነት • ኣዊጁ • ኣፍልጦ ረኺቡ |
ካብ ስጳኛ 9 ሓምለ 1816 (209 ዓመታት) 9 ሓምለ 1859 (166 ዓመታት) | |||
| ስፍሓት | ||||
| • ጠቕላላ | 2,780,400 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
| ብዝሒ ህዝቢ | ||||
| • ግምት (2022) | 46,245,668 ተቐመጥቲ | |||
| ባጤራ | ፔሶ ($) | |||
| ዞባ ግዜ | UTC -3 | |||
| ኮድ ኣይሶ | 032/ARG/AR | |||
| ዓውዲ ኢንተርነት | .ar | |||
| ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | ARG | |||
ኣርጀንቲና (ብስጳንኛ፦ Argentina፣ ኣደማምጻ፦ /ኣርሄንቲና/ (
ስማዕ))፣ ብወግዒ ሪፓብሊክ ኣርጀንቲና (ብስጳንኛ፦ República Argentina፣ ኣደማምጻ፦ /ረፑብሊካ ኣርሄንቲና/)፣ ኣብ ደቡባዊ ሸነኽ ናይ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ምስ ኣትላንቲካዊ ውቅያኖስ እትዳወብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ብወኖስ ኣይረስ እያ።
