ኩባ
መልክዕ
| ሪፓብሊክ ኩባ República de Cuba | ||||
|---|---|---|---|---|
| ኣባል ሃገር ላቲን ኣመሪካዊ ባይቶ | ||||
| ||||
|
ሃገራዊ ጭርሖ፦ ¡Patria o Muerte, Venceremos! («ዓዲ ወይ ሞት፣ ክንስዕር ኢና!») | ||||
|
ሃገራዊ መዝሙር፦ La Bayamesa | ||||
| ርእሰ ከተማ |
ሃቫና 23°08′12″ሰ 82°21′32″ምዕ / 23.136666666667, -82.358888888889 | |||
| ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |||
| ዜግነት ህዝቢ | ኩባዊ/ -ት | |||
| ዓይነት መንግስቲ | ሓደ ሰልፊ ዘለዋ ኣሃዳዊት ማሕበርነታዊት ሪፓብሊክ | |||
| • ፕረዚደንት | ሚገል ዲያዝ-ካነል | |||
| • ምክትል ፕረዚደንት | ሳልቫዶር ቫልደስ ሜሳ | |||
| • ቀዳማይ ሚኒስተር | ማንዌል ማሬሮ ክሩዝ | |||
| ሓጋጊ ኣካል | National Assembly of People's Power | |||
| ናጽነት • ካብ ስጳኛ • ካብ ሕቡራት መንግስታት |
10 ጥቅምቲ 1868 20 ግንቦት 1902 | |||
| ስፍሓት | ||||
| • ጠቕላላ | 109,884 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
| ብዝሒ ህዝቢ | ||||
| • ግምት (2022) | 11,008,112 ተቐመጥቲ | |||
| ባጤራ | ኩባዊ ፔሶ (CUP) | |||
| ዞባ ግዜ | UTC -5 | |||
| ኮድ ኣይሶ | 192 / CUB / CU | |||
| ዓውዲ ኢንተርነት | .cu | |||
| ኮድ ኣ.ኦ.ኮ | CUB | |||
|
ኣባልነት
| ||||
ኩባ (ብስጳንኛ፦ Cuba፣ ብወግዒ ሪፓብሊክ ኩባ (ብስጳንኛ፦ República de Cuba፣ ልኡላዊት ደሴታዊት ሃገር ኮይና፣ ኣብ ኣንቲለስ ባሕሪ ካሪብያን ሰፊራ።
