ካራካስ
መልክዕ
| ካራካስ | |||||||||
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| ርእሰ ከተማ ቬኔዝዌላ | |||||||||
| |||||||||
| |||||||||
| ጭርሖ፦ Muy Noble y Leal Ciudad | |||||||||
| መዝሙር፦ Marcha a Caracas | |||||||||
|
ከባቢ ካራካስ ኣብ ቬኔዝዌላ | |||||||||
![]() ከተማዊ ከባቢ ካራካስ | |||||||||
| መስተማእዛኒታት | 10°30′00″ሰ 66°56′00″ምዕ / 10.5, -66.933333333333 | ||||||||
| ኣካል | ርእሰ ከተማ ቬኔዝዌላ | ||||||||
| • ሃገር |
| ||||||||
| • ፈደራላዊ ኣካላት |
| ||||||||
| • ምምሕዳር ከተማታት | ሊበርታዶር፣ ባሩታ፣ ቻካው፣ ኤል ሃትዮ፣ ሱክረ | ||||||||
| ሓለቓ መንግስቲ | ናሁም ፈርናንደዝ | ||||||||
| ታሪኻዊ ፍጻሜታት | |||||||||
| • መሰረት | 25 ሓምለ 1567 (458 ዓመታት) | ||||||||
| ስፍሓት | |||||||||
| • ጠቕላላ | 784 ትርብዒት ኪ.ሜ. | ||||||||
| ብዝሒ ህዝቢ (2017) | |||||||||
| • ጠቕላላ | 2,245,744 ተቐመጥቲ | ||||||||
| • ጻዕቂ | 15,774 ተቐመጥቲ/ትርብዒት ኪ.ሜ. | ||||||||
| • ርእሰ ከተማዊ | 2,923,959 ተቐመጥቲ | ||||||||
| ስም ተቐመጥቲ | ካራቀንያዊ/ -ት (ስጳንኛ፦ ካራቀኞ (ተባዕታይ)፣ ካራቀኛ (ኣንስታይ)) | ||||||||
| ዞባ ግዜ | UTC-4 | ||||||||
| ጶስጣዊ ኮድ | 1010-A | ||||||||
| ኮድ ከባቢ | 212 | ||||||||
| ኣይሶ 3166-2 | VE-A፣ VE-M | ||||||||
| ማንታ ምስ | |||||||||
| ወግዓዊት መርበብ ሓበሬታ | |||||||||
ካራካስ (ብስጳንኛ፦ Caracas)፣ ርእሰ ከተማን ዝዓበየት ከተማን ቬኔዝዌላ እያ። ካብ መበል 19 ዘመን ከም ማእከል ፖለቲካውን ቁጠባውን ሓይሊ ቬኔዝዌላ ተቖጺራ እያ።
