ቬኔዝዌላ
ናብ መዳህሰሲ ኪድ
ናብ ምድላይ ኪድ
ጅምር! እዚ ሓጺር ጽሑፍ ብዛዕባ ሃገር መሰረት ወይ መዋቕር እዩ። ሕጂ ዘርገሖ ትኽእል ኢኻ/ኺ! |
ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ República Bolivariana de Venezuela | ||||
---|---|---|---|---|
| ||||
ሃገራዊ ጭርሖ፦ Dios y Federación («ኣምላኽን ፈደረሽንን») | ||||
ሃገራዊ መዝሙር፦ Gloria al Bravo Pueblo | ||||
ርእሰ ከተማ | ካራካስ | |||
ወግዓዊ ቋንቋ | ስጳንኛ | |||
ዜግነት ህዝቢ | ቬኔዝዌላዊ/ -ት | |||
ዓይነት መንግስቲ | ፕረዚደንታዊት ፈደራላዊት ሪፓብሊክ | |||
• ፕረዚደንት | ኒኮላስ ማዱሮ | |||
ሓጋጊ ኣካል | ሃገራዊ ባይቶ | |||
ናጽነት |
5 ሓምለ 1811 13 ጥሪ 1830 | |||
ሰፊሕ መሬት | 32ይ ቦታ | |||
• ጠቕላላ | 916,445 ትርብዒት ኪ.ሜ. | |||
• ማይ (%) | 0,3 | |||
ብዝሒ ህዝቢ | ||||
• ግምት (2020) | 28,644,603 ተቐማጥቲ | |||
ባጤራ | ቦሊቫር | |||
ናይ ግዜ ዞባ | UTC -4 | |||
ናይ ኢንተርነት ዓውዲ | .ve | |||
ተለፎናዊ ቅድመ ጥብቆ | +58 |
ቬኔዝዌላ (ብስጳንኛ፦ Venezuela)፣ ወግዓዊ ቦሊቫርያዊት ሪፓብሊክ ቬኔዝዌላ (ብስጳንኛ፦ República Bolivariana de Venezuela)፣ ኣብ ሰሜን ናይ ደቡብ ኣመሪካ እትርከብ ሃገር እያ። ርእሰ ከተማኣ ካራካስ እያ።